መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Haleluya Seali Lene Maryam | ሃሌሉያ ሰኣሊ ለነ ማርያም

Added by Admin

ሃሌ ሃሌሉያ ሃሌሉያ /2/ ሰአሊ ለነ /2/ ማርያም
ንኢ ማርያም መድሃኒተ ነብሱ ለኣዳም ሰአሊ ለነ ማርያም
ንኢ በኤዶም ማርያም ተስፉሁ ለካህን ሰ. ለ. ማ
ንኢ እጸ ጳጦስ ማርያም ተስፉሁ ለንጉስ ሰ. ለ. ማ
ንኢ እጸ ሙሴ ማርያም ተስፋሁ ለመነኩሴ ሰ. ለ. ማ
ንኢ እጸ እዝራ ማርያም ተስፍሁ ለደብተራ ሰ. ለ. ማ
ንኢ ኣስተምሪ ማርያም ተስፉሁ ለተማሪ ሰ. ለ. ማ
ኪዳነ ምሕረት ኣማላድተይ መንግስተ ሰማያት ይኹን ቤተይ ሰ. ለ. ም
ነኣ ሚካኤል መልአከ ምክሩ ለልኡል ሰ. ለ. ማ
ንኣ ገብርኤል አንተ ኣብሰርካ ለድንግል ሰ. ለ. ማ
ነኣ ቅዱስ ጊዮርጊስ ጸሃየ ልዳ ኮኮበ ፋርስ ሰ. ለ. ማ
ተኽለሃይማኖት ጽጌረዳ ለሃገረ ኤርትራ ኣውዳ ሰ. ለ. ማ
እፎ ኣልበሱከ ኸለሜዳ ኢየሱስ ኣምላኽ ዘይሁዳ ሰ. ለ. ማ
እፎ ሰቀሉኸ ድበ እጽ ኢየሱስ ኣምላክ ሆይ ለኣምጽ ሰ. ለ. ማ
እፎ ቀበሩከ ከመሬት ኢየሱስ ኣምላኽ ዘዳዊት ሰ. ለ. ማ
ኣዳም ብዝበደሎ ጎይታ ክሒሱ ቀራንዮ ደውኢሉ ከለሜዳ ለብሱ ሰ. ለ. ማ
ሄዋን ብዘምጽኣቶ ሽግርን መኸራን ክነሕልፎ ኢና ንሕና በብተራ ሰ. ለ. ማ
ሃሌ ሃሌሉያ ሃሌሉያ /2/ ሰአሊ ለነ /2/ ማርያም