መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Fkhad Amlakh | ፍቓድ ኣምላኽ

Added by Admin

ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ንሕናስ ንፈላለ’ሎና
ኣእዳው ናይ ሕውነት ኣብ ልዕሊ ኹላትና /2/
ግዳስ ርህሩህ ኣቦ’ሎና ብዙሕ ዘፍቅረና
ፈላልዩስ ኣይተርፈን ኸይኣኻኸበና /2/