Dinigil Maryam | ድንግል ማርያም
Added by Admin
ድንግል ማርያም ተለመኒ (2)
ንማህጸነኪ ኣማልዲ (2)
ሓጥያትና በዚሑ ማርያም ከልበትበት ኢልና
ናብ መድሓኒትና ድንግል ኣዘክርና
ያሬድ ብከበሮ ከም ዘመስገነኪ
ንሕና’ውን ብዝማሬ ከነውድሰኪ (2)
ሰላም ንኣኺ ይኹን ናይ ኩሉ ፈታዊት
ናይ ጽድቂ መሰላል ናይ ኩሉ ኣማላዲት
ምእመናን ተጊህና ንጸልይ (2)
ኣማላዲት ኣደ መጸጊዕት ናትና (2)
ንስሓ ንእቶ ቂም በቐል ሓዲግና
ቅዱስ ቁርባኑ እንዳተቀበልና
