Dihnet Itilimin | ድሕነት እትልምን
Added by Admin
ድሕነት እትልምን ንደቅኻ ኩሉ /2/
ናዛዜ ህዙናን ኣሜን
ናዛዜ ህዙናን ገብርኤል ለልኡል መልኣኸ ሃይሉ
ብገብርኤል ሰላምታ በገብርኤል ብስራት
ሰላምታ ይብጻሕኺ ኪዳነ ምሕረት
- - - - - - - ኣዝ - - - - - --
ንኣምን ብኣኻ ኣማላዲ ኢኻ
ንሰለስቱ ደቂ ካብ ሓዊ ዘውጻእኻ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - -
ንሰለሰቱ ደቂ ዘውጻእኻ ካብ እቶን
ሃልሃልታ ናይ ሓዊ ዝሑል ማይ ጌርኻሎም
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - -
