Btsui Wit | ብጹዕ ውእት
Added by Admin
ብጹእ ውእቱ ዘጸውኣ በስምክሙ
ወዘገብረ ተዝኻረኽሙ
ኣነ እህቦ እረፍተ ዘለኣለም
ወኣወርሶ መንግስተ ሰማይ
ይቤሎም እግዚኣብሄር ለቅዱሳን
ብጹእ ዝኾነ ዝለመነ ብስምኩም
ዝገበረ ተዝካርኩም
ኣነ ኽህቦ ኢየ ዕረፍቲ ንዘለኣለም
ክውርሶ እየ መንግስተ ሰማይ
ኢልዎም እግዚኣብሄር ንቅዱሳን
Added by Admin
ብጹእ ውእቱ ዘጸውኣ በስምክሙ
ወዘገብረ ተዝኻረኽሙ
ኣነ እህቦ እረፍተ ዘለኣለም
ወኣወርሶ መንግስተ ሰማይ
ይቤሎም እግዚኣብሄር ለቅዱሳን
ብጹእ ዝኾነ ዝለመነ ብስምኩም
ዝገበረ ተዝካርኩም
ኣነ ኽህቦ ኢየ ዕረፍቲ ንዘለኣለም
ክውርሶ እየ መንግስተ ሰማይ
ኢልዎም እግዚኣብሄር ንቅዱሳን