መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Bruk Zeymetsi | ብሩክ ዘይመጽእ

Added by Admin

ብሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዚኣብሔር
በረክናኩም እምቤተ እግዚአብሔር
እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዝመጽእ ብሩኽ’ዩ
ኻብ ቤት እግዚኣብሄር ንባርኽኹም ኣሎና