Bkehalnetu Bamlaknetu | ብከሃልነቱ ብኣምላክነቱ
Added by Admin
ብካሓሊነቱ ብኣምላክነቱ(2)
ይቅረ ይብለና ንዑ ይብለና
ይቅረ ይብለና ደቀይ ይብለና ብቸርነቱ
እንታይ ኮን ክንከፍሎ እንታይ ኮን ትዓስቡ
ንጎይታ ፈጣሪ ንይቅረ ባሃላይ
ንሳሓ ዝሃበ ናይ ድሕነት ጎደና
ንከይንጠፍእ’ዩ ዳግማይ ካብቲ ቤትና
ኣዝ
ክሳዕ ዝምለስ ወዲ ሰብ ካብ ሓጥያት
ኣይህወክን ንሱ ፍጹም ንማዓት
ረቂቅ’ዩ ትስራሑ ብዙሕ’ዩ ትዕግስቱ
መግለጺ የብሉን ፍቅሪ እቲ ለውሃቱ
ኣዝ
