መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Birhan Wetsiu Kab Semay Antsabaraki | ብርሃን ወጺኡ ካብ ሰማይ ኣንጻባራቂ

Added by Admin

ብርሃን ወጺኡ ካብ ሰማይ ኣንጸባራቂ
ናይ ኣምላክን ደቂሰብን ዝሰመረ ዕርቂ
ተሓጎሱ ብትንሳኤ ብርሃን
እልል በሉ ንጎይታ መድህን
ተንሲኡ እዩ መሃኒኣለም