Beteamirki Tefesiha | በተኣምርኪ ተፈሲሃ
Added by Admin
በተኣምርኪ ተፈሰሃ ኹሉ አለም
በተኣምርኪ እግዝእትነ ማርያም እግዝእትነ /2/
ተኣምር ኩአቡላ - - - - - እግዝእትነ
ብግብርኺ ኹሎም ኣጋንንቲ ይርሕቁ
ቃና ምስ ስምዑ ናይ ተኣምርኺ ነገር
ዝስምዐ ዘስምዐ መንግስቲ ይወርስ
ምስ’ቶም ቅዱሳን - - - - - እግዝእትነ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - --
ናይ ማርያም ኣዴና - - - -- - - እግዝእትነ
ተኣምራ ነኽብር ክህበና’ዩ
ምሕረትን ርግኣትን ኸውርደልና’ዩ
ፍቕሪን ሰላምን - - - - -- - - እግዝእትነ
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ስማ መድሃኒት’ዩ - - - - እግዝእትነ
ናይ ፍቕሪ ኣዴና ናይ ወልድ መሕደሪት
ድንግል ረዳኢትና ወላዲተ ኣምላክ
ናይ ሰማይ ንግስቲ - - - - - እግዝእትነ
- - - - - - ኣዝ - - - - - - - - -
