መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Begol Begol | በጎል በጎል

Added by Admin

በጎል በጎል ሰብአ ሰገል /2/
በጎል ሰብአ ሰገል ሰገዱ ሎቱ /2/
ጸሃይ ጸሃይ ጸሃይ ሰረቀ /2/
ጸሃይ ሰረቀ ክርስቶስ ተጠምቀ /2/
ድንግል ማርያም ንጽህት ቅድስት /2/
ኣደ ጎይታና ምስጋና ይብጻሕኺ
ኣባኪ ሓዲሩ ካብ ኩለን ኣንስቲ