Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Bahranni Ybe | ባህራንኒ ይቤ

Added by Admin

ባህራንኒ ይቤ /4/
ባህራ ነኒ ይቤ ዘነገደ ባህረ
ርኢክዎ ለሚካኤል ወስእንክዎ ጠይቆቶ ዘይ /2/
ባህራንኒ ይቤ /4/
‘ቲ ናይ ሞት ደብዳቤ ባህረነኒ ሚካኤል ደምሲሱ ባህረነኒ
ንባህራን ኣድሒኑ ባህራንኒ ብመርዓ ለዊጡ ባህራንኒ
ስዳዴ ሳጥናኤል ባህራንኒ ሊቀ መላእኽቲ ባህራንኒ
ንዓና ኣድሒኑና ባህራንኒ ካብ ሲኦል መዓት ባህራንኒ
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ምስ ሊቀ ነብያት ባህራንኒ ምስ ኣቦና ሙሴ ባህረነኒ
ንህዝቢ እስራኤል ባህራንኒ ሚካኤል መሪሑ ባህረነኒ
ቀትሪ ብደመና ባህራንኒ ለይቲ’ውን ኣብሪሁ ባህራ ነኒ
ኣስጊርዎም ኤርትራ ባህራንኒ ንኹሎም በብተራ ባህራ ነኒ
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - -