Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Antumuse Nberu | ኣንቱሙሰ ንበሩ

Added by Admin

ኣንት ሙሰ ንበሩ ሃገረ ኢየሩሳሌም
እስከ ትለብሱ ሃይለ እምኣርያም /2/ እህ
ንስኻትኹምስ ጽንሑ ሃገረ ኢየሩሳሌም
ክሳብ እትረኽቡ ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ