መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Anti Witu | ኣንቲ ውእቱ

Added by Admin

ኣንቲ ውእቱ መሰበ ወርቅ (2)
እንቲ ውስቴታ መና ህቡእ ማርያም (2)
ንሕሙማን ኩሎም…………………ኣንቲ ውእቱ
መድሃኒት ፈውሶም………………..መሶበ ወርቅ
ንዑሩቓን እውን……………………ኣንቲ ውእቱ
ኣጽናዒት ኣዲኦም…………………መሶበ ወርቅ
ኣብ ስደት ዘለዉ…………………..ኣንቲ ውእቱ
ንስኺ ተስፈኦም……………………መሶበ ወርቅ
ወላዲተ ኣምላኽ……………………ኣንቲ ውእቱ
ስምኪ እዩ ስንቆም…………………መሶበ ወርቅ
ኣዝ….
እንተ ጸልመተና…………………ኣንቲ ውእቱ
ናብራ እተኸፍኣና……………….መሶበ ወርቅ
የማን ጸጋም ኩሉ………………..ኣንቲ ውእቱ
ሓዊ እንተኾነና………………….መሶበ ወርቅ
ቀላይ ኣብ ቅድሜና……………..ኣንቲ ውእቱ
ዋላ እንተጸንሓና…………………መሶበ ወርቅ
መሳገሪት መርከብ………………..ኣንቲ ውእቱ
ድንግል ኣላትና………………….መሶበ ወርቅ
ኣዝ….
በማላድነታ……………………ኣንቲ ውእቱ
ኣሚኑ ልብና…………………….መሶበ ወርቅ
ብቃለ ወንጌሉ……………………ኣንቲ ውእቱ
በሪሁ ሕልናና…………………….መሶበ ወርቅ
ናይ ማህጸና ፍረ………………….ኣንቲ ውእቱ
ብሓቂ በሊዕና…………………….መሶበ ወርቅ
ንጸላኢ ድያብሎስ………………...ኣንቲ ውእቱ
ክንቅጥቅጠሉ ኢና………………..መሶበ ወርቅ
ኣዝ….