Anti Betelhem | ኣንቲ ቤተልሄም
Added by Admin
ኣንቲ ኣንቲ ቤተልሄም ናይ ይሁዳ መሬት
ብኣኺ ተወሊዱ ናይ ዓለም መድሃኒት
ንዓለም ብኽብሪ - - - - - ቤተልሄም
ንኹሉ ሰላም - - - - - - ቤተልሄም
ሎሚ ተወልደ - - - - - - ቤተልሄም
ካብ ድንግል ማርያም - - ቤተልሄም
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ናይምስራቅ ነገስታት - - -- - ቤተልሄም
ገጸ በረኸት ሒዞም - - - - - ቤተልሄም
ጸንሐሞ ኣብኣ - - - - - - - ቤተልሄም
ኣብ ገዛ እንሰሳ - - - - - - ቤተልሄም
- - - - - - ኣዝ - - - - - - - - -
ኢሳይያስ ዝበሎ - - - - - - - ቤተልሄም
ትንብቱ በጽሑ - - - - - - - ቤተልሄም
ጎይታ ተወሊዱ - - - - - - ቤተልሄም
ካብ ድንግል ማርያም - - - - ቤተልሄም
ኣንቲ ቤተልሄም - - -- - -- ቤተልሄም
ዕድለኛ ኢኺ - - - - - - - - ቤተልሄም
ንኢዩር ንራማ - - - - - - - - ቤተልሄም
ንኤረር መሰልኺ - - - - - - ቤተልሄም
- - - - - - - -- ኣዝ - - - - - - - --
