Amanuel Goyta Medhani Nebisna | ኣማኑኤል ጎይታ መድሃኒ ነብስና
Added by Admin
ኣማኒኤል ጎይታ መድሃኒ ነብሰና
ንሞት ከይንርኢ ኣይትኪድ ካባና/2/
ናይ ግብጺ ከተማ ክትገዝኦ ንውነይ
ተሰሎንቄ ዓብያ ክትስሕበኒ ንኣይ
ኤልሻዳይ ኢየሱስ ልበይ መልሰለይ/2/
ኣዝ
ምእምማን ብሰብ ዋላ እኳ ዘይጠቅም
ምምካሕ ብሰብካ ንዓና ኣይከውንን
ኣይትግደፍ ንዓና ኣምላክ ዘላዓለም
ኣዝ
ዘጸናንዕ ዘመድ የብለይን ንዓይ
ቃልካ ዘይተኣጽፍ ኣይትጥፍእ ካባይ
ሕልሚ ኮይኑ ኣሎ ተስፋ’ዛ ዓለም
ገጽካ ምለሰልና መድሃኒኣለም/2/
ኣዝ
