መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Albo Zekemaye | ኣልቦ ዘከማየ

Added by Admin

ኣልቦ ዘከማየ ኣበሳ ሃጢኣት ገባሪ
ወኣልቦ ዘከማከ እግዚኣብሄር መሓሪ
መድሃኔ ኣለም ክርስቶስ ኣለማተ ኩሎ ፈጣሪ
በደመ ገቦከ ሃጢኣትይ ኣስተስርይ
ከም’ዚ ኸማይ የለን ኣበሳን ሓጢኣትን ገባሪ
ከማኻ’ውን የለን እግዚኣብሄር መሓሪ
መድሃኔ ኣለም ክርስቶስ ናይ’ዚ ዓለም ኩሉ ፈጣሪ
ብደም ናይ ጎንኻ ሓጢኣተይ ኩሉ ኣስተስርይ
ኣልቦ ዘከማየ ኣበሳ ሃጢኣት ገባሪ
ወኣልቦ ዘከማ እግዚኣብሄር መሓሪ
መድሃኔ ኣለም ክርስቶስ ኣለማተ ኩሎ ፈጣሪ
በደመ ገቦከ ሃጢኣትየ ኣስተስርይ