መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Adihin Nana Teradana | ኣድሕን ንዓና ተራድኣና

Added by Admin

ኣድሕን ንዓና ተራድኣና (2)
ሽምካ ክንጽውዕ ክንምሕጸን
ቕዱስ ሚካኤል ናትና መድሕን
ንገበል ደርበዮ………..ቅዱስ ሚካኤል
ኣብ ውግእ ሰማይ…….. » »
ሎሚ’ውን የድሕን……. » »
ከቢቡ ንዓና…………… » »
ኣዝ…

ሃመልማለ ወርቅ …………..ቅዱስ ሚካኤል
ልብሱ ዘመብረቅ …………. » »
ቅዱስ ኣምላክ ደውይብል ….. » »
ከውህበና ምሕረት…………… » »
ኣዝ…..

ፈታዊ ባህራን ………. ቅዱስ ሚካኤል
ክመጽእ ሚካኤል ……….. » »
ናይ ጉዕዞና ዕንቅፋት ……… » »
ካብ ቅድሚና ይልዓል …….. » »
ኣዝ…..
ኣብ እንዳ ኣፎምያ …….. ቅዱስ ሚካኤል
ብብርቱዕ ፈተነ …………… » »
ተራዳኢ መልኣክ …………… » »
ኮይንዋ መድሓኒት …………. » »
ኣዝ…..
በትረ መስቀል ሒዙ ……. ቅዱስ ሚካኤል
ድው በለ ቅድሚኡ …….. » »
ከም ትኪ በነነ ……….. » »
ሰይጣን ጸላኢና ………... » »
ኣዝ……